ቤት ፅሕፈት አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንግድብ ገረብ ሰገን ትከል መፃረይ ማይ ማለት እዉን ትሪትመነት ፕላንት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ሐሸዋ ሳንድ ፊሊተር ፎር ገረብሰገን ትሪትመነት ፕላንት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ: ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ
3 ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሒሳብ ዝረገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ክፍሊ ዕደጋ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 28/8/2017 ዓም ክሳብ 12/9/2017 ዓም ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845