ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ናይ ስዊድን ስራሕቲ ዝኮነት ስካኒያ ማለት እዉን ማርኮፖሎ ሞዴል F94H.B ዝኮነተ ሰርቪስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ስፔር ፓርት ቀለማት መኪና ካልኦት መስርሒ ሕድሳት ፅገናን ዝተኣሳሰሩ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም :  ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ጉጅለ ዕደጋ ምምሕደርን ንብረት 400 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 16/8/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18/8/2017 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0914754215

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s