ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ትርጉም ፅሑፍ ኣወዳድሩ ግልጋሎት ክረክብ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ቁፅሪ 407 /226/2017

ዕለት 01/2017 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ጨረታ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ትርጉም ፅሑፍ ኣወዳድሩ ግልጋሎት ክረክብ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ትርጉም ፅሑፍ ካብ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛእቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ሓደ ገፅ ዋጋ ጥራሕ እዩ፣ብገፅ1
2ትርጉም ፅሑፍ ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ
3ሰዓራይ ዝኸዉን ብናይ ክልቲኡ ድምር ዋጋ ይኸዉን

እንክተሎም መምርሒ፦

1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18/07/2017 ዓ/ም - ዕለት 23/07/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::

2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

3. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

4. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንክትርጎም ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ወዲኡ ከረክብ ዝኸእል፡፡

5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከምዉዕሊ የገልግል::

6. ብዝተተርጎመ ገፅ በዝሒ መሰረት ክፍሊት ይፍፀም፣

ጨረታ መደብ

s