ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 20, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 20/6/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም

• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ተ.ቑዝርዝር ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ዲዛይን ብበሉ ፕሪንት ምግባር1.ሃርድ ወይ ጠንካራዝኾነ ወረቀት ከኸውን ኣለዎ
2. ቀለሙ ዘይለቅቅ ፕላስተክ ቀለም
3. ብ41 ዝተሓተመ ወረቀት
4 ኩሉ ክፍልታት ሳይዝ ናይ ቦታ ፀቢብ ዘይኾነ ክረእ ዝኽእል ወይ ብሰረዓት ክንበብ ዝኽእል
1140 ካሬ ሜትርቁፅሪ110
2150 ካሬሜትርቁፅሪ110
3200 ካሬሜትርቁፅሪ110
4210 ካሬሜትርቁፅሪ110
5250 ካሬሜትርቁፅሪ110
6300 ካሬሜትርቁፅሪ40

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• እቲ ሕትመት ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት

ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

ጨረታ መደብ

s