ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መኪና መኪና ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልትፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 24/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መኪና መኪና ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21868/ቸ/መ/ማይ ዕለት 8/4/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
chassis no. ZCFA41TMSN2725594
እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 2/6/2017 ዓ.ም ክሳብ 9/6/2017ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335