ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልክታ ጨረታ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን

3. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 30.00(ሰላሳ ቅርሺ)

5. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ:

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/05/2017 ዓ/ም - 03/06/2017 ዓ/ም ይኸውን::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/06/2017 ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 03/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

8. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

10. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ጨረታ መደብ