ቤት ፅሕፈት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 2, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : ናይ መቅረባይነት ናይ ግበሪ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር : ቫት ተመዝገብቲ ዘኮነ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፈሊ በሪ ቁፅሪ G1 02 ካብ ዕለት 2/5/2017 ዓም ክሳብ 16/5/2017 ዓም  ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምከፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ጨረታ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ  0344407335 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ