ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2017 6:20 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ቅፅሪ ፕሮፎርማ 05
ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 07/04/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 6.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::
2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /In/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር
5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ
6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
| ሪ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ | ዝርዝር መግለፂ Model | ምዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኦልተርኔተር ኣሰይ ሞዴል CK-08 ዓይነት መኪና ጂሊ | 1106013201 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||||
መተሓሳሰቢ
ኣድራሻና ዓዲ ሐቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ስ.ቁ. 0344-401875