ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2017 11:35 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መዝጋባ ቲን ቁፅሪ ከምእዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክለሪሽን መረዳአታ ቅዳሐከቅርብ ዝክእል
2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 3/4/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይመለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451