ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ስሩዕ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መነግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መሰርሒ : መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: N/A
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ስሩዕ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መነግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መሰርሒ : መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1 ስለዚ ሕጋዊያን ተጫረቲ በቲ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ እናበርና ሰነድ ጨረታ ካብ 12/3/2017 ዓም ክሳብ 25/3/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ብኣካል እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፀና
2 ሰነድ ጨረታ ንድሕድሕ ሎት ዘይምለስ 100 ብር ናይ ደኩሜንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎ ተምቤን ቁፅሪ ክፍሊ 03 ክትወስዱ ትክእሉ