በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ 03/2017
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | ስፔስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ | 7.5*16 M 755 | ቑፅሪ | 05 |
መምርሒ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
3. ቲን ነምበር ዘለዎም
4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 6/03/17ዓ/ም
5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
6. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 12/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
8. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
9. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝዕንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ትኸዉን ሓበሬታ ናብ ባዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ እየርን ቢሮ ዕፋን ምም/ር ብአካል ብምምፃእ ይካኣል