ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየት ዘሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 19/02/2017 ዓ/ም - 25/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::
4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::