ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ዝሓዝኩም

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ቲን ማለት እዉን መለለዩ ከፋላይነት ግብሪ ዘሐደስኩምን

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 1 ጉንበት 2008 ዓም ሰዓት 3:30 አብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344406451 ደዊልካምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ