ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2017 10:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2017 10:10 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/02/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/2/2017ዓ.ም

ሰዓት9፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፡ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፡ ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰረተፍኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/2/2017ዓ.ም ሰዓት 10፡00 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ሰዓራይ ውዕሊ ዝኣስር

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ናይ ገዛ ማይ መብራህቲ በቲ ቤት ፅ/ትና ዝሽፈን ኮይኑ መሰራርሒ ናውቲ ግን ካብ በዓሉ ዝጥቐም

9. ሰዓራይ ዝኮን ትካል ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ዝኣስርን ዋጋ ምውሳክ ዘይኸኣል ምኻኑን ከከም ኩነታቱ ውዕሉ ክሕደስ ዝኽእልን

10. በቲ ዝርዝር መሰረት ትሕዝቶ ፅሬት ዘለዎ ኣቐራርባን ዝሓለወ ምኻኑ ቤት ፅ/ትና ብዝወከሎም ኣካላት በብእዋኑ ዝኸታተልዎ ምኻኑ

11. ሰዓራይ ዝፍለ በተን ዝተዝርዘራ ዓይነታት ግልጋሎት ናይ ኩሎም ዝነኣሰ ድምር ዋጋ ይኸውን

12. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴልንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s