ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት : ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን) ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መዃንኩም
5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን
6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 15/08/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ኣትሒዞም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉÂ
9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ
- ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዕለት 29/08/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
- ናይ ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) ዕለት 01/09/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
- ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቑሑት ዕለት 02/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይ መኪና ኣቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብር 3,000 (ሰለስተ ሽሕ ብር ) ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) ብር 5,000 (ሓሙሽተሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦÂ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ
10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይÂ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊትÂ