ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2017 4:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓባ
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርያቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/02/2017 ዓ/ም - 13/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::
4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 13/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
5. ተጫረቲ ንዛሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ::
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእለ