ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኛዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 30, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኛዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም - 04/02/2017 ዓ/ም

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ጨረታ መደብ