ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 27, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በዚ ዘፈር እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ
2 ሰነድ ጨረታ ካብ 23/1/2017 ዓም ክሳብ 8/2/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
3 ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ምድብ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክትወስዱ ትክእሉ
4 ዝርዝር መዓቀኒ ድማ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትሪኡ እንዳሐበርና እዚ ሰነድ ጨረታ ብድምፂ ወያነ ናብ አየር ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናብ ተግባር ዝአትዉ ምካኑ ነሐበር ሰነድ ጨረታ ንክትወስዱ ንሕብር