ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ መስከረም 24/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ጥቅምቲ 1/2017 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ጥቅምቲ 1/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሓሳሰቢ

• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s