ትካልና ኣብ ከባቢ መሶቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ዝርከብ ክልተ ኪሚ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜት ኩብ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ተክእሎ ዘለዎ ቦጥ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 23, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ትፅዕኖ መጠን ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረጋገፂ  ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ማዕልቲ ክልተ ግዜ ወይ ክልተ ቪያዥ ከቅርቡ ዝክእል

4 ኣቅርብቲ ንሐደ ቪያዥ ዋጋ ክጠቅሱ አለዎም

5 ናይ ጨረታ መከብሪ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫሪቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ስምዒ ክሳብ ዕለት 21/10/2024 ዓም ኣዲስ አበባኣብ ዝርከብ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብነ ከቅረቡ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

9 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0342410084 / 0344405806

ጨረታ መደብ

s