ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ግልፂ ናይ ኦዲት ስራሕ ጨረታ
ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም: ኣክሲዮን ማሕበር ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘለኩም፧ ናይ 2017 ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደስኩም: TOT ን VAT ን ተመዝገብቲ ዝዀንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብ 07 ቀበሌ ከባቢ ሰዉሒ ንጉስ ጥቓ ደም ባንኪ መቐለ ካብ ዝረከብ ትካልና ማሕበር ኣኸሲዮን ፋርማሲዩቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ 9 መዓልቲታት እንዳመፃኹም IOB ን ናይ ጨረታ ሰነድን ወሲድኩም መሊእኹም ብምምፃእ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ይዕድም::
ንተወሳኺ ሓበርታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0948424242/096223199 ደዊሎም/ለን ይሕተቱታ ምስ ሰላምታ