ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2016 ዓም ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ናምበርን ዘለዎ
2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ኣብ ናይ ዋጋ መምሊኢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ፓራፍ ዘይብሉ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይከዉን
4 ኣብ ሕድሕድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ፖስታ ማህተም ዘይብሉ ካብ ዉድድር ዉድቂይከዉን
5 ኣብዚ ዉድድር ነብሰ ወከፍ ዘርፊ ጨረታ መከበሪ 10000 ቅርሺ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ቢሮ ቁፅሪ 34 ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ካብ 13/1/2017 ዓም ክሳብ 28/1/2017 ዓም ሰዓት 400 ዘፀንሕ ይከዉን
8 እቲ ጨረታ 28/1/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳል ዕለት ሰዓት 4:30 ሕጋዊ ወከልቶም ወይድማ ባዕሎም ኣብ ዘለዉሉ ክክፈት እዩ
9 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት መርኣያ ዘድልዩም እንተኮይኑ ኣብቲ ትካል መፂኦም ብምርኣይ ክወዳደሩ ይክእሉ
10 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ