ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 6, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቁፅሪ ካፋላይ ንግዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
2 ሐዱሽ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሸ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
3 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ሐደ ዓየነት ዝኮኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ፊርማን ማህተምን ከቅርቡ አለዎም
5 ናይ ጨረታ ዘምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ካብ 2/1/2017 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ መዓልቲታት ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ከተማ ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 84 ምዉሳድ ይከኣል
6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 16/1/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ 16/1/2017 ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 84 ይክፈት
7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እነተዘይተረኪቡም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቀሰ ሰዓትን ዕለትን ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0996903271 / 0914297564