ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ 2ይ ግዜ
ፕሮፎርማ ፅገና ናውቲ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
➢ ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
➢ መፍለዪ ቐፅሪ ከፈሊ ግብሪ (in Nurber) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ
➢ ሰዓራይ ቅድሚ ምስዓሩ መክበሪ ውዕሊ ውሕስና ካብ ዘቅርቦ ጠቅላላ ዎጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ(10%) ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ cp0 ከትሕዝ ዝክእል
➢ ሳዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መፅዩ ክሰርሕ (ክፅግን) ፍቃደኛ ዝኮነ (ት)
➢ ዝፅገን ንብረት ካብቲ ዝቐረበ 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ይክእል ዝፅገን ንብረት ኣብ ውሽጢ 20መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል
➢ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ 28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:15 ይክፈት
➢ ዝፅገን ንብረት ቤት ትምህርቲ ዝደልዮ መፂካ ብምርኣይ ኮይኑ በቲ ዝወፀ መርኣያ መሰረት ክፍፅም ዝክእል
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ
➢ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914765469/0714765469/0945797986
| ሪጋ/ቑ | ሽም ዝፅገን ንብረት | መለከዒ | በዝሒ | ዘድሊ ፅገና | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳነ | ||||||
| 1 | ወንበር ተምሃራይ | ቑፅሪ | 300 | ጠውላ ምግጣም | |||
| 2 | ጠረጰዛ | ቑፅሪ | 100 | ላዕለዋይ ጠውላ ምግጣም | |||
| 3 | ፋይል ካብኔት | ቑፅሪ | 03 | ምፅጋን | |||
| 4 | ዴስክ | ቑፅሪ | 80 | ቀለም/ስፖናቶ | |||