ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 መዓልታት
የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 15/12/2016 ክሳብ 20/12/2016 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ናይ ድ/ስዓት ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344-418556 /0914752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡
ዓይነት ንብረት
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Presure ruler for copy | IR 2420 | Pcs | 03 | Original | ||||
| 2 | Magnet Copy | IR 2420 | Pcs | 04 | Original | ||||
| 3 | earing Magnet for copy | IR 2420 | Pcs | 10 | Original | ||||
| 4 | Primary Charger Copy | IR 2420 | Pcs | 06 | Original | ||||
| 5 | Cleaner Bloode Copy | IR 2202 | Pcs | 01 | Original | ||||
| 6 | Pickup Copy | IR 2202 | Pcs | 01 | Original | ||||
| Grand Total | |||||||||
“ምስ ሰላምታ"