ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ንናይ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣግራብ ዘርእን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed
- ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 3 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 6 ሚያዝያ 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ
- ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
- ሕጋዉ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- መከበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘፍለጥሉምሉ መረዳእታ እዉን ክተቅርቡ ይግባእ
- ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
- ተጫራታይ ምስሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን
- ጨረታ 6 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀተሪ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል