ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2016 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በዚ መሰረት ክትቀርቡ እትድለዩ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 15/ሰነ/2016 ዓም ክሳብ 24/ሰነ /2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ ክፍሊ ዕድጋ እቲ ትካል ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፊልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ