ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | model:CB-0106 brand: cool Bell 13.3" Product:hand bag Size:L36xw8xh30cm Weight:061 KG | ቑፅሪ | 04 | |||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | Color leserjet enterprise M653 | 10 | ||||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም 80 A | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 06 | |||
| 5 | ፕሪንተር ቀለም 26A | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 05 | |||
| 6 | ፎቶ ኮፒ ቀለም | image runner 2202 N | ቑፅሪ | 10 | |||
| 7 | ሶፍቲ | 1 ደረጃ | ቑፅሪ | 200 | |||
| 8 | ላይፍ ቦይ | ዓብዪ | ቑፅሪ | 24 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት07/10/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 12/10/2016ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተሰብስቡ ሰዓት 9፡00 ይኸፈት::
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን ኣለዎ፡፡
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ – ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሎዉ እዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ፡፡
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1 ደብሪ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።