ሊዝ ማሽን ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
መዝ/ቁፅሪ 119609
ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም
ም ል ክ ታ ጨ ረ ታ
ኣ/ከሳሲ ቅዱስ ሚካኤል ዓርሰ ሓገዝ ሐበ/መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣፈ/ተኸሰስቲ
1. ብራዘርስ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
2. ኢትዮ ላይፍ ኤንድ ጀነራል ኢንሹራንስ ኣ/ማሕበር ጨንፈር
ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ዝብል ክርክር ዋንነታ ናይ 1ይ ኣል ተኸሳሲ ብራዘርስ ኢ/ሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ዝኾነት ሊዝ ማሽን ሞዴል old ኬ., 800*4M ዝሰርሕ ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ ብመበገሲ ዋጋ ብር 90000 ሻዓን ሚእቲ ሽሕ ብር/ ዝኾነ ነዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረትቲ ንዕለት 12/10/2016 ም ሳብ ሰዓት 3፡00 ንጎሆ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ም ቆርቆሮ ፋብሪካ ዝርከብ ስለዝካየድ ኣብቲ ቦታን ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም ጨረ ተሳተፉ ጨረታ ሰዓራይ ድማ 25% ቅድሚያ ከትሕዝ ዝኽእል ምን ውፅኢት ጨረታ ድማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክቐርብ ክልል ራይ ላዕ/ቤት ፍርዲ ኣብ መቐለ ዝተሰየመ ፍትሃብሔር መጋባእያ ኣዚዙ ኣሎ ፡፡