ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: -
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 ትሕጃ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ዝምለስ ብስም ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ስራሕ ሒሳብ ከፊሉ ንብረቱ ከልዕል ዝክእልን ኣብ ዝተጠቀሰ ግዜ እንተዘይኣልዒሉ ትሕጁ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ተገይሩ እቲ ንብረት ዳግም ናብ ጨረታ ክዉዕል ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

3 ሓራጅ ግልፂ ጨረታ ካብ 23/9/2016 ዓም ክሳብ 4/10/2016 ዓም ኣብ አየር ዝፅንሕ ኮይኑ 4/10/2016 ዓም እቲ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ይክፈት ካብዚ ቅድም ክብል ዝተቀመጠ ሰዓት ንዝመፅእ ተሰታፋይ ግና ተቐባልነት ይብሉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942271631 /0914787223

ጨረታ መደብ

s