ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ሓደ ማእከል ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ወናብር አደራሽ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ወሲስኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ይሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ዝወዳደረሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ዘቅርብ
ሰነድ መዐደጊ 100 ቅርሺ
ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉÂ 28 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 12 ሚያዝያ 2008 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ይፀንሕ
ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዜ 12 ሚያዝያ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ሓደ ማእከል ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 4
መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘቅርብ
ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስናይ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347730013 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል