ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 24, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ስለዚ ንነፍስወከፍ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ክፍሊ ቁፅሪ 205 ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s