ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፕላስቲክ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 7, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፕላስቲክ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ስለዝኾነ ፡
• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 07/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ግንቦት 15/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት
3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 15/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028
መተሐሳሰቢ
• ሳዓራይ ድርጅት ብቕድሚያ ሳምፕል ከቕርብ ኣዎ።
• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።