ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ንብረታት ሰልቫጅ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ክተጫቱ እትደለዩ ተጫረቲ እቲ ትቦ በኣካል ብምርኣይ ሲዒቦም ብዝርዝር ንዝቀርቡ ንብረታት ተጫረቲ መፂእኩም ክትጫረቱ ክንዕድም ንፈቱ
1 ቀደማይ ትቦታት 6 ኢንች መለኪዒ ብቁፅሪ ካልኣይ ኣርባዕተ ኢንች መለከዒ ብቁፅሪ ሳልሳይ ትቦታት ሰለሰተ ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ራብዓይ ትቦታት 21 2 ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ሓምሻይ ትቦታት ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ ሻድሻይ ቆርቆር መግለፂ ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ
2 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ