ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ/Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | National comprehensive TB/HIV & LEPROSY participant manual | ➢ በዝሒ ገፅ 245 ➢ A4 Size ➢ 80 Gsm ➢ ብክልተ ገፅ ይሕተም /Print both sid ➢ ፀሊምን ፃዕዳን /Black and white/ ➢ ብትራንስፓረንትን ሃርድ ከቨርን ሻራ ፕላስተር ተጠቒምካ ብስቴፕልስ ይተሓሓዝ | ጥራዝ | 100 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል
ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/08/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::