ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 24, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሱን::
2. ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
4. ተጫራቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም-27/07/2016 ዓ/ም::
5. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሰሊ ዕለት 27/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲን ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::
7. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም
| ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ዝድለ ዓይነት | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ባትሪ ቦሊደን | ቁፅሪ | 02 | ቦሊደን |
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ