ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሕ ናይ ford መኪና ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ም/ር/4896/16
ዕለት25/07/16ዓ/
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሕ ናይ ford መኪና ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ
ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ
➢ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝኸፈለ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሓደሰን ከቅርብ ዝኽእል፡፡
➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡
በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 25/07/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/07/16ዓ/ም
ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡
➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 27/07/16ዓ/ም ስዓት 8፡ዐዐ ተዓፅዩ ስዓት 8፡30 ይኸፈት፡፡
➢ ፕሮፎርማ እንትኸፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡
➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55