ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ ሐዉልቲ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ብእግዝቢት ዝሓዞም ዝተፈላለዩ ዝሰረሓን ዘገልገላ ሞባይላት ቴክኖ :ኖክያ :ስማድል :ሳምሰንግ :ሳይክል :ሜታ ዲቪዲ :ሪዝንግ ቴብ 2ተ ማይ ክሮፎን ዘለዎ : ሬድዩ :ቲቪ 14 ኢንች በዝሒ 2 :ናይ ሆረየ ላስቲክ :በዝሒ 4 ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 1 ዝኾኑ ብሓራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
- እተን ዝተፈላለየ ንብረታት ሕጋዊ ተጫራታይ ክጫረት ይክእል እዩ
- ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ እናዓደምና ቅድሚ ዋጋ ምምላእኩም እቱ ዝተዳልይዎ ዓይነት ንብረት ብኣካል ናብ ትልምን ፋይናስን ክከ ሓወልቲ ንበረት ምምሕዳር መፂእኩም ንክትርእይዎ ንሕብር
መተሓሰሰቢ ተወዳደረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ
- ኣብ ላዕሊ ፖስታ ሽምኩም ወይ ናይ ትካልኩም ሽም ማህተምን ተልይበልኩም ማህተም ይገበረሉ ማህተም ተዘይሃላይ ሽምን ስ/ቁፅሪ ይፀሓፍሉ
- ሞባይላትን ናይ ዘሎ ንብረት ተጫረቲ ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከትሕዙ አለኩም
- በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ አለኩም
- ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 14/7/2008 ዓም ክሳብ 28/7/2008 ዓ/ም ሰዓት ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/7/2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 4:30 ይከፈት
- ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ንሕድሕድ ሰነድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ናይ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ይገበረሉ
- ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 15 መዓልታት ይከዉን
 መተሓሳሰቢ
- እቲ ንብረት ዋጋ ቅድሚ ምምላእኩም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል እናመፃእኩም ክትሪእዎ ነታሓሳስብ
Â
Â