ኣብ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ ናይ ዲስትሪቨዩሽን ትራንስፎርመራት መከፋፈሊ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 2/8/2016 ዓም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 2/8/2016 ዓም
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሰለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 2/8/2016 ዓም ኩሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከተማ መቀለ ከባቢ እንዳማሪያም ብጉሳ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 20 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ምወሳድ ትክእሉ
ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ