ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ሰርትፊኬት ኮፒን ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫትዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
5. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም መኪና ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት የረክቡ፡፡
6. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 11/07/2016 ክሳብ 25/07/2016 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ዝርዝር ኣቑሑት
| ተቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መጠን | በዝሒ | ነዋጋ | ጠዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Engine Computer Control | 89661-26B40/41 | Pcs | 01 | |||||
| 2 | Metric Assy | 83800-26A82/81 | Pcs | 01 | |||||
| 3 | Driver Injection | 89871-71010 | Pcs | 01 | |||||
| 4 | Glass sub Assy side Window LH | 62720-26240 | Pcs | 01 | |||||
| Grand Total | |||||||||
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-786075 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡