ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2016 11:25 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተቁ | ዝርዝር መግለፂ ዝዕደግ ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ናይ መኪና ጎማ ካላማደሪያ ዘይብሉ | 195/60R15 ትሪያንግል | ቁፅሪ | 05 | ||
2 | ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪያ | 195/60R15 ትሪያንግል | ቁፅሪ | 05 |
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይ ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝክእል
5 ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 6/7/2016 ዓም ክሳብ 10/7 /2016 ዓም ሰዓት 11:00 ድ/ሰዓት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ክሳብ 11:25 ክተቅርቡ ትክእሉ
6 ሰዓራይ ዝኮነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝክእል
7 ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሑፉ ዝተረከበ ተወዳደሪ ተቀባልነት ይብሉን
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344 404161/ 0914753636