ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ኣትደልዩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 3, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዝተመዝገብኩምን

1 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሲዒሩ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቀራብ ግዴታ አለዎ

2 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ደኮሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 2 - 5/6/2016 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 5/7/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት

4 ኣብዚ ዝምላአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

5 ዝሰዓረ ተወዳደራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ከቅርብ አለዎ

6 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርብ አለዎም

7 ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

8 ተጫረቲ ዋጋ ዝመልእ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝርዝር መግለፂን መለክዒን በዝሕን ክከዉን አለዎ

9 አዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል

ጨረታ መደብ

s