ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ዝሓዝኩም

ናይ መቅረባይነት ምዝገባ

ቲን ማለት እዉን መለለዩ ከፋላይነት ግብሪ ዘሐደስኩምን

አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 9 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 23 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 330 አብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344406451 ደዊልካምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s