መቐለ ህዝባዊ መድሓኒት መቐለ / ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ መድሓኒት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 20, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘመኑ ማለትም ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳአታ ፎቶኮፒ ከቅርብ ዝክእሉ
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/6/2016 ዓም ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 23/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ዕለት 23/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ኣቅሑት ሰዓርቲ ካብ ዝኮኑሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናየ ሰራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
4 ተወዳደርቲ ንዝስዓርዎ ኣቅሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅርበም ኣብ ስራሕቲ ቤት መድሓኒት ንዝፍጠር ምትእጉጎል ብመምርሒ ዕደጋ ተሓታቲ ይከዉን
5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተወዳደርትን ቤት መድሓኒትናን ከም ዉዕሊ ከይኑ የገልግል
6 ኣብ እትመልእዎ ሰነዳት ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
7 ቤት መድሓኒትና ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
መምርሒ ዘዳለናዩ ፕሮፎርማ / ናይ ቤት መድሓኒትና ዋጋ መምልኢ / ወፃኢ ኣብ ናይ ባዕልካ ዋጋ መምልኢ ዋጋ ምምላእ ኣይፍቀድን
0914768816 ወይ 0914747249