ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 15, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ  ነጋዶ ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 15 የካቲት 2016 ዓም ከሳብ 5 መጋቢት 2016 ዓም  ክሳብ 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፈልኩም ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

2  እቲ ጨረታ 5 መጋቢት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ጨረታ መደብ

s