ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ ክትዕድግ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 12, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/6/2016 ዓም ክሳብ 22/6/2016 ዓም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ተቁ | ዝርዝር መግለፂ | በዝሒ | ዝድለ ዓይነት | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ | 05 | 750 –R16 12PR |