ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቅሓ ስፔር ፓርት ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ  ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ

4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

5  ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 7/6/2016 ዓም ክሳብ 18/6/2016 ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 እቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም መዉሳድ ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s