ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ትካልና ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብየዳ እንጥቀመሎም ኤሌከትሮድን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 7, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቲአቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ቅርሺብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 16/6/2016 ኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085