ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳይሬክትሪት ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን አገልግሎት ንዝህቦም ትካላትን ቤት ፅሕፈትን አገልግሎት ዘዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ካልኦት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 9/6/2016 ዓም ሰዓት 11:30
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት የካቲት 3, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 አብዚ ክትወዳደርሉ እትደልዩ ነጋዶ ብዘፈር ንግደኩም መሰረት ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ዘለኩም ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሑ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 9/6/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ናይ ስራሕ ዘሎ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክትሪት ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 3/19 ዘይመለስ ንሰነድ ንፅሕፈት መሳርሒ ካልኦት ኣናእሸተይ ኣቅሑት 100 ቅርሺ ከፊልኩም ብምወሰድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451

ጨረታ መደብ

s