ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 13 የካቲት 2016 ዓም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 13 የካቲት 2016 ዓም
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 የካቲት 2016 ዓም ከሳብ 13 የካቲት 2016 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ